28 Apr
28Apr

ደቅና ኣብ ገዛ ኮይኖም ዝከታተልዎ ትምህርቲ; ሓገዝ ንወለዲ

  1. ደቅና ዝመሃሩሉ ዌብሳይት ብኸመይ ንኣቱ
  2. ደቅና ክመሃርዎ ዘለዎም ነገራት ብኸመይ ንረኽቦ
  3. ናይ ትምህርቲ መደባት ደቅና ብኸመይ ንሰርዕ
  4. ደቅና ብኸመይ ኣብ መዓልታዊ ትምህርቶም ንሕግዞምን ንከታተሎምን
  5. ሓበሬታ ኩነታት ደቅና ብኸመይ ምስ መምህሮም ንለዋወጥን ዘድሊ መጻሕፍቲ ንረክብን


📆 እቲ ናይ ሓበሬታ ግዜ ንሓደ መዓልቲ ኮይኑ፣ ን ክልተ ሰዓታት ክካየድ’ዩ (ዕለት ኣብ ቀረባ መዓልታት ክሕበር እዩ)

📍 ቦታ፤ ነዚ ናይ ሓበሬታ ግዜ ሞባይል ተሌፎን፣ ላፕቶፕ ወይ ኣይፓድ ተጠቒና ካብ ዝኾነ ቦታ ክንከታተሎ ንኽእል

🔤 ቋንቋ፤ እዚ ሓበሬታ ንምሃብ እንጥቀመሉ ቋንቋ; ቋንቋ ትግርኛ ክኸዉን’ዩ

📱 ነዚ ዝተገልጸ ሓገዝ ወይ ዝያዳ ሓበሬታ ምስ እትደልዩ፣ ኣንገሶም ሃብተ ኢልኩም በዚ ዝስዕብ ቁጽሪ ተሌፎን ክትዉከሱ ትኽእሉ;  Angesom Habte | (06) 87 22 58 76 

Note - ዝኾነ ዝኽፈል ክፊሊት የብሉን!!


እዚ ፕሮጀክት’ዚ ብ’ኤውሮጳዊ ሕብረት (EU) ዝተመወለ ኮይኑ፣ ን’ሓተትቲ ዑቕባን ስደተኛታትን ምስ ህዝቢ ሆላንድ ንምዉህሃድ ዝዓለመ’ዩ። 🇪🇺