• Categorie: Events Management Services
  • Looptijd: 06:00 uren
  • Adres: Netherlands (Kaart)

Prijs:200

 

Beschrijving

ኮርሳት ቃዳማይ ረድኤት ንሓደሽቲ ስደተንያታት ኣብ ነዛርላንድ


ኩባንያ ‘Consul-Tech’ ን ሓደሽቲ ስደተንኛታት ናይ ቃዳማይ ረድኤት ኮርሳት ክትህብ ምኻና ትሕብር።:

እቲ ኮርሳት ብ መንጋዲ ‘EHBO MAASSTAD’ እዩ ዝወሃብ። ‘EHBO MAASSTAD’ ካብ ሕጋውያን ናይ ጥዕና ካምፓኒታት ሕጋዊ ፍቃድ ዝተዋህበት ኣብ’ዚ ስራሕ ትነጥፍ ካምፓኒ እያ።


እቲ ኮርስ እዚ ዝስዕብ ኣርእስትታት ዘጣቓልል እዩ፦

- ቃዳማይ ረድኤት (EHBO)

- ልቡ ጠጣው ዝበለ ምሕጋዝ (Reanimatie)


* እቲ ተማሃራይ ኣብ ማዛዘሚ ናይቲ ኮርስ ኣዘን ዝስዕባ ነገራት ይዋሃብ፦

- ናይ ክልሰ ሓሳብን ግብርን ብዛዕባ ኣብ ላዕሊ ዝተጠቅሰ ኣርእስትታት

- ባጄላ (ሰርትፊኬት)

- ማንነት መፍለጢት ከም ክኢላ ቃዳማይ ረድኤት


* እቲ ኮርስ ብቋንቋ ትግርንኛ ክቀርብ እዪ፦

* እቲ ኮርስ ኣብ ሓንቲ ማዓልቲ ናይ ‘6’ ሳዓታት ክኸውን ካሎ (ምሳሕን + ናይ ማጋዓዝያ ክፍሊት) ዝጠቓለለ እዩ

ንምዝኽኻር፡

ናይ ማጋዓዝያ ዝውጻእካዮ ክፍሊት እንታ ሃልዩ ክትምዝገብ ኮለኻ ክትጠቅሶ ብክብሪ ነዘኻኽር።

* እቲ ናይ ኮርስ ክፍሊት (€200,-) ብመንገዲ ናይ እንሹራንስ ካምፓኒ (Menzis of andre bedrijf) እዩ ዝሽፈን።

 * እዚ ባጀላ ብዞሕ ዕድላት ክኸፍተልካ ስለዝኽእል ኣብ ዝኾነ ትጠልቦ ስራሕ ምስ C.V ናትካ ኣተሓሒዝካ ከትቅርቦ ትኽእል ኢኻ።


To register, click here/ Om te registreren, klik hier/ للتسجيل، اضغط هنا