Sorry, registratie is beëindigd.

An interactive, highly vibrant journey that takes you to the land of Success!


  • Datum: 07/10/2020 12:30 PM
  • Locatie Travertijnstraat 6, 9743 SZ Groningen, Netherlands (Kaart)
  • Meer informatie: Travertijn

Beschrijving

የትምህርት አጠቃላይ እይታ ፡፡

ቀጥታዊ ሓባራዊን ናብ መንገዲ ዓወት ዝወስድ ዘተን ምኽሪን


 ኣብ ዉሽጥኻ ዘሎ ዓለምለኻዊ ተመክሮን ፍልጠትን ተጠቐመሉ! 🌐

  • ኣብዚ እዋን`ዚ ኣዳልዪ ዝኾነ ዓለምለኻዊ ሞያን ፍልጠትን ምምዕባል፤
  • ፍሉይ ቆላሕታ ኣብ ናይ ሆላንድ ናይ ስራሕ ዕድላት ወይ ዕዳጋ፤
  • ዘለካ ባህላዊብዙሕነ ፍልጠት፣ ናይ ርክባት ዓቕሚን ክእለትን ምሕያል፤
  • ዘለካ ዕቑር ናይ ምምሃዝን ምምስራሕን ዓቕሚ ምፍታሽ፤
  • ናይ ሞያኻ፣ ኣነባብራኻን ሓፈሻዊ ሂወትካን ዕዉት ምዃን።


- ብብዙሕ ቋንቋታት ዝወሃብ ስልጠና ድማ እዩ። --> Nederlands, Engels, Arabisch en Tigrinya

- U ontvangt een certificaat bij het voltooien van het programma.

🎓 Trainer: Aghyad AlSherfawi

📍Evenementadres: Travertijnstraat 6, 9743 SZ Groningen, Netherlands


Voor vragen kunt u contact met ons opnemen via; 050 - 305 1900 | Maz@link050.nl


እዚ ፕሮጀክት’ዚ ብ’ኤውሮጳዊ ሕብረት ተመዊሉ ክዉን ክኸዉን ዝኸኣለ ንሓተትቲ ዑቕባ፣ ስደተኛታትን ምስ ህዝቢ ሆላንድ ንምውሃዶምን ዝዓለመ’ዩ። 🇪🇺

For more information and registration, click here.